Sportello Unico per l Immigrazione di ውዕል ምውህሃድ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ብኣማሓዲሪ ናይ ምስ ኣቶ /ወይዝሮ/ወይሪት መእተዊ ምውህሃድ ከም ሓዯ መስርሒ ንዛጋታት ጥልያንን ወጻእተኛታትን ብሕጋዊ መንገዱ ኣብዚ ሃገር ዜነብሩ ባሓንሳብ ምንባር ንምጅማር ክብሪታት ኣብ ቑዋም መንግስቲ ጥልያን ዜሰፈሩ ኣኽቢርካ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ጻዕርን ተሳተፍነትን ኣብ ቁተባን ማሕበራዊን ሂወት ብፍላይ ንወጻእተኛታት ኣብ ኢጣልያ ክወሃሃደ እንተ ኮይኖም ቋንቋ ጥልያን ክማሃሩ ከምኡውን ከምቲ መሰረት ረፑብሊክ ናይ ጥልያን ዜእውጆ ዯሞችራሲያዊ ክብርታት ከም ናጽነት ማዕርነት ሓድነትን ምኽባርን ምምስራትን ናይ ምውህሃድ ስምምዕ ነዙ ተኮረ ኮይኑ ብዓንቀጽ 4 ቢስ ካብ ሕዙ ናይ ወጻእተኛታት ከምቲ ነብሲ ወከፍ ዛጋ መንበሪ ፍቃድ ክሓትት ከሎ ዜፍርሞ እዩ ኣቶ /ወይዝሮ/ወይሪት,ድሓቲ ሕጂ <ተገዲሲ> ንጽውዖ ምስ መንገስቲ ብኣመሓዲሪ ናይ ወይ ወኪልሉ እዙ ዜስዕብ ጠሊቦም ይሰማምዑ ዓንቅጽ 1 ሓላፍነት ናይ ወጻእተኛ ተገዯሲ ቃል ይኣቱ ሀ) ቋንቋ ጥልያን ክዚረብ ክሳብ ካልኣይ ዯረጃ ክበጽሕ(A2) ከምቲ ቤት ምኽሪ ኤውሮጳ ንቋንቋታት ዜምልከት ዜመዯቦ ለ) ብግቡ እቲ ቀንድን ኣገዯስቲ ነገራ መሰረታዊ ዜኾነ ናይ እዚ ረፑብሊክ ቑዋም ኣብ ውዲበን ኣሰራርሕን ናይ ማሕበራት ናይ ሃገረ ጥልያን ኣብቲ ማዓልታው ሂወት ናይቲ ህዜቢ ብፍላይ ከኣ ኣብ ጥዕና ኣብ ትምህርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሂወት ኣብ ስራሕ ኣብ ግብሪ ምኽፋል ሓ) ውላድ ትሕቲ ዕድመ ትምህርቲ ክማሃር ምክትታል ከምድልዮም መ) ግብሪ ውጺኢትን ኣብ ግዙኡ ምኽፋል ከምኡውን ኣቲ ተገዲሲ ኣብ ስምምዕ ክብርታት ንመንነትን ምውህሃድን ዜምልከት(Carta dei valori della cittadinanza) ከምቲ ሚኒስትሪ ናይ ውሽጢ ጉዲይ ብዕለት 23 ሚያዜያ 2007 ዜኣወጆ ከኽብሮ ሓላፍነት ከምዜወስድ
ዓንቅጽ 2 - ሓላፍነት ናይ መንግስቲ መንግስቲ ሀ) መሰረታዊ ክብርን መሰልን ናይ ወዱ ሰብ ይሕልወሉ ብጾታ ብዓለት ብቋንቋ ብሃይማኖት ብፖሊቲካዊ ኣተሓሳስባን ብመነባብሮ ውልቃዊን ሓበራዊን ፍልልይ ከይገበረ ይሕለወሉ ኣቐዱሙ ምፍልላይ ናይ ዓሌትነት ከይተራእየ ከሙኡውን ንወጻእትኛታት ትሕዜቶ ናይ ቁዋም ናይ ጥልያንን ሓፈሻዊ ናይቲ መንግስቲ ኣሰራርሓን ክፈልት ይሕግዝ ለ) ምስ ዝባታትን ውሽጣው ምምሕዲርን ተሳማሚዑ ኩሉ ሰራሕተኛ ኣብ ሕጊ ተሞርኩሱን ጉቡኡ ተሓልይሉን ከምዜሰርሕ ይቖጻጸር ኣብ ጥዕናን ትምህርት(ናይ ግድን) scuola d obbligo ሎ ዕድላት ከምዜኽፈተሉ ይገብር ሐ) ኣብ ኣገባብ ናይ ምውህሃድ ንተገዲሲ ዜምልከት ዜወስዶ ቁደስ ተበጉሶታት ምስ ዝባታትን ውሽጣው ምምሕዲርን ማሕበራትን (Associazionismo no profit) ጉብኡ ምትሕብባር ክግበረሉ ንተገዲሲ ካብታ ስምሞ ዜፍርመላ ኣብ ውሽጢ ሓዯ ወርሒ ሎ ግዛ ብነጻ ንሓንቲ ማዓልቲ ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያን ዜምልከት ሓበሬታ ክወሃቦ ከምዜገብር ዓንቅጽ 3 - ግዛ ናይ ውዑል እዙ ውዑል ን ክልተ ዓመ ት እዩ ንሓዯ ዓመት ክናዋሕ ይክእል ዓንቅጽ 4 - ውዕል ብክረዱት (per crediti) እዙ ውዕል ብክረዱት እዩ ዜሕሰብ ከምቲ ኣብ ኣለጋቶ B (Allegato B) ሎ መምሪሕታት ማለት ብጉቡእ ቋንቋ ጥልያንን ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያን ምፍላጥ ኮርስ ወሲድካ ብትምህርቲ ኮነ ብሞያ እትወስዶ ዱፕሎም ወይ ምስክር ወረቐት ሕጋዊ ምስዜኮውን ንክረዱ ክበዜሕ ይሕግካ እቲ ወጻእተኛ ነዙ ውዕል ክፍርም ከሎ 16 ክረዱት ኣለዎ ንሱ ከኣ ዯረጃ 1 ቋንቋ ጥልያንን ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያን ኣፍልጦ ምስዜህልዎ ኣዩ እን ክረዱት ኣብ ውዑል ምስ ተረጋገጻ ይጸድቕ ከምኡ እንተ ይክይኑ ክረዱት ኣይወሃበካን ኣብ ምርግጋጽ ክካየድ ከሎ ኣፍልጦ (ዜተሓተ ዯረጃ) ናይ ነጥቢ 1 ን 2 ናይ ኣለጋቶ B (Allegato B) ዜለዓለ ኮይኑ እንተ ጸኒሑ ውዕል ክፍርም ከል ልክዕ ከምቲ ዯረጅኡ ክረዱት ይውሰኸሉ ክረዱት ተዋህሊሉ ዜጸንሐ ክጎድልን ክቁረጽን በቲ መስመር ኣብ ኣለጋቶ C (Allegato C) ሎ መምሪሒ ተከቲሉ ብቤት ፍርዱ መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰን ይኹን ግላዊ ውሕስነት ወላ እንተ ይተወሰነ ኣብ ምምሕዲር ይሕጋዊ ነገራት ብዜተገብረ መቕጻዕቲ ምስ ዜዋሃብ ብዜሒ ናይ ዜጎድል ክረዱት ምስቲ ገበን ዜተቀጻዕካሉ ዜተኣሳሰር እዩ ኣብ ክፋል ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያን ምስ ይትሳተፍ ከምቲ ኣብ ዓንቃጽ 2 ዜሕብሮ ዓንቅጽ 5 - ዜውድኣሉን ዜረጋገጸሉን ውዑል ሓዯ ወርሒ ቅድሚ እቲ ናይ ክልተ ዓመት ግዛ ናይ ውዑል ምውድኡ (ምውዲቑ) ናይ ወጻእተኛታት ዯስክ (sportello unico per l immigrazione) ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይ ዝባ (presso la Prefettura Ufficio territoriale del Governo di), ምርግጋጽ ይጅምር በቲ ዶኩመንት እቲ ተገዲሲ ወይ እቲ ቤት ጽሕፈት ቕርቦ ጉቡእ ዶኩመንት እንተ ይለ ተገዲሲ ኣፍልጥኡ ንምሕባር ንቋንቋ ጥልያንን ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያን ዜምልከት ፈተና ክገብር ኣብ ስፖርተሎ ኡኒኮ(Sportello Unico)ክሓትት ይክእል እዩ ኣብ መወዲእታ ናይቲ ምርግጋጽ ክረዱት ትዋሃብ ካብን ዜስዕባ ውሳነታት ይውሰን
ሀ) ስምምዕ ብግቡእ ዜፈጸመ እቲ ናይ መወዲእታ ክረዱት 30 ወይ ካብኡ ንላዕሊ እንተ ኮይኑ እሞ ዯረጃ ቋንቋ ጥልያንን ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያን ዜወድአ ከምቲ ኣብ ዓንቐጽ 1 ዯብ. a) n b) ተሓቢሩ ሎ ለ) ውዕል ንሓዯ ዓመት ክናዋሕ ይኽእል: እቲ ክረዱት ካብ 1 ክሳብ 29 እንተ ኮይኑ ብጉቡእ ዯረጃ ናይ ቋንቋ ጥልያንን ኣብ ምዜራብ ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያን ስለ ይበጽሑ (ይወድኡ) ከምቲ ኣብ ዯብዲቤ a) ሎ ተገዲሲ ምንዋሕ ግዛ ከምዜተዋህቦ ይሕበር ሐ) ስምምዕ ብግቡእ ኣንተ ይተፈጺሙ ተገዲሲ ካብዚ ሃገር ይጥረዜ ኣቲ ክረዱ 0 ወይ ትሕቲኡ እንተ ኮይኑ በቲ እዋናዊ ሓጋጊ ተገዲሲ ክጥረዜ እንተ ይኪኢሉ ውዕል ይምኽባሩ በቲ ንመጻእተኛታት ዜምልከት ሕግታት ይምራሕ መንበሪ ፍቓድ ንሓዯ ዓመት እንተኾይኑ ሓዯ ወርሒ ቅድሚ ምውዲቑ ኣብ ክፍሊ ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ሓበሬታን ከምቲ ኣብ ዓንቐጽ 2 ምርግጋጽ ይካየዯሉ እንተ ይተሳቲፉ 15 ካብ 16 ኣብቲ ስምምዕ ክፍረም ከሎ ዜግበኣ ክረዱት ይቑረጸሉ እቲ ካልእ ውጺኢት ድሕሪ ክልተ ዓመት ግዛ ናይ ውዑል ይመሓላለፍ ግቡእ ይምፍጻም ከምቲ ዓንቀጽ 1, ዯብ. c) ሳዕቤን ናይ ዯብ. c) ይፈጥር ዓንቅጽ 6 - ቤት መዜገብ ወነንቲ ናይ ስምምዕ ምውህሃድ ኣብ ጨንፈር ናጽነት ሕብረተሰብኣዊን ስዯትን ናይ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዲይ ሃገራዊ ቤተ መዜገብ ወነንቲ ናይ ስምምዕ ምውህሃድ ኣሎ ኣዙ መዜገብ ብብሑት ውልቃውን ኩሉ ናይ ምውህሃድ ውዕልን ክረዱት ዜተዋህበን ዜጎዯለን መኽንያት ነቲ ውዕል ናወሐን ቋረጸን ሒዘ ይርከብ ኣብ ቤተ መዜገብ ሎ ኩሉ ብግዙኡ ንተገዲሲ ይሕበር ተገዲሲኣብ ቤተ መዜገብ ኣትዩ ኩነታት ናይ ስምምዑ ክቋጻጸር ፍቃድ ኣለዎ ዓንቅጽ 7 - መወዲእታ መምሪሒታት ሓላፍነት ምእላይ ናይ እዚ ስምምዕ ስፖርተሎ ኡኒኮናይ ወጻእተኛታት ዯስክ (Sportello Unico per l Immigrazione) ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይ ዝባ (presso la Prefettura Ufficio territoriale del Governo di) እዩ ኣብዙ ውዕል የሎ ነገራት ንኣዋጅ ፕረሲዯንት ናይ ረፑብሊክ DPR 179/2011 ይምልከት ከምቲ ኣብ ስምምዕ ምውህሃድ ኣብ ሞንጎ ወጻእተኛን መንግስትን ዜሕበር
ፈራሚ ናይዙ ውዕል ምውህሃድ ዜ ብኣቶ/ወይሮ (ስም ኣቦ) ስም) ዜተወልዯሉ/ ዜተወለዯትሉ ኣብ (ከተማ) (ሃገር) ብ (ዕለት) ዋና ፓስፖርት ወይ ማዕርኡ ዶኩመንት ቁ. ወሃቢ ብዓል መዙ ዜተዋህበሉ ዕለት ንመንግስቲ ካብ ከም ኣማሓዲሪ (Prefetto) ናይ ወካሊ ናይ ኣማሓዲሪ ክታም ናይ ተገዲሲ ክታም ናይ ኣማሃዲሪ ወይ ወኪሉ ቦታን ዕለትን ^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^^ ምናልባሽ ፈራማይ ናይዙ ውዕል ትሕቲ ዕድመ እንተ ኮይኑ ፈራማይ ናይዙ ውዕል ወላዱ ወይ ወኪሉ ይኽውን (1) ብ ኣቶ/ወይሮ (ስም ኣቦ) (ስም) ዜተወልዯሉ/ ዜተወለዯትሉ ኣብ (ከተማ) (ሃገር) ብ (ዕለት) ዋና ፓስፖርት ወይ ማዕርኡ ዶኩመንት ቁ. ወሃቢ ብዓል መዙ ዜተዋህበሉ ዕለት ምስ (2) ብ ኣቶ/ወይሮ (ስም ኣቦ) (ስም) ዜተወልዯሉ/ ዜተወለዯትሉ ኣብ (ከተማ) (ሃገር) ብ (ዕለት) ዋና ፓስፖርት ወይ ማዕርኡ ዶኩመንት ቁ. ወሃቢ ብዓል መዙ ዜተዋህበሉ ዕለት ክታም (1) ክታም (2) ቦታን ዕለትን
ሰለዲ ናይ መለለይ ክረዱት ንቋንቋ ጥልያንን ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ናብራ ኣብ ኢጣልያ ዜምልከት 1. ኣፍልጦ ቋንቋ ጥልያን ዜልለ ክረዱት (*) (ከምቲ ቤት ምኽሪ ኤውሮጳ ንቋንቋታት ዜምልከት ዜመዯቦ) ዯረጃ A 1 (ረባ ጥራሕ) 10 ዯረጃ A 1 14 ዯረጃ A 2 (ረባ ጥራሕ) 20 ዯረጃ A 2 24 ዯረጃ B 1 (ረባ ጥራሕ) 26 ዯረጃ B 1 28 ዯረጃ ካብ B 1 ንላዕሊ 30 (*) እዙ ክረዱ ኣይድመርን እዩ 2. ኣፍልጦ ባህሊን ኣሰራርዓ ምምሕዲርን ዜልለ ክረዱት (*) ናብራ ኣብ ኢጣልያ ዯረጃ እኹል 6 ዯረጃ ጹቡቕ 9 ዯረጃ ብጣዕሚ ጹቡቕ 12 (*) እዙ ክረዱ ኣይድመርን እዩ 3. መንገዱ ትምህርቲ ንዓበይቲ ዜልለ ክረዱት (*) ካልኣይ ዯረጃ ትምህርቲ ምያ ምምሃር (ሕግታት ንሲስተም ንትምህርቲ ዜምልከት ሕጊ ቁ. 53/2003) ኮርስ ን80 ሰዓት ዜኣክል ምምሃር 4 ኮርስ ን120 ሰዓት ዜኣክል ምምሃር 5 ኮርስ ን250 ሰዓት ዜኣክል ምምሃር 10 ኮርስ ን500 ሰዓት ዜኣክል ምምሃር 20 ንሓዯ ዓመት ዜኣክል ትምሕርቲ 30 (*) እዙ ክረዱት ኣይድመርን እዩ (**) ኣብዙ ሎ ክረዱት ፍርቂ ይኾውን እንተ ኣብ መወዲእታ ናይቲ ኮርስ ንቲ ወጻእተኛ ከምቲ ኣብ ዜስዕብ ነጥቢ 6 ክረዱት ብዱፕሎም ካልኣይ ዯረጃ ወይ ተክኒካል ትምህርቲ እንተ ተፈሊጡሉ
4. መንገዱ ካልኣይ ዯረጃ ተክኒካል ትምህርቲን ዜልለ ክረዱት (*) ተግባረ ኢድን (ኣብ ስስተም ናይ ካልኣይ ዯረጃ ትምህርቲ ተግባረ ኢድ ከምቲ ኣብ ዓንቃጽ 69 ናይ ሕጊ ቁ. 144/1999) ልዑል ተሳትፎ ንሓዯ መንፈቕ (ሰሚስተር) 15 (ንመንፈቕ) (*)ኣብዙ ሎ ክረዱት ፍርቂ ይኾውን እንተ ኣብ መወዲእታ ናይቲ ኮርስ ንወጻእተኛ ከምቲ ኣብ ዜስዕብ ነጥቢ 6 ክረዱት ብዱፕሎም ካልኣይ ዯረጃ ወይ ተክኒካል ትምህርቲ እንተ ተፈሊጡሉ 5. መንገዱ ዩኒቨርሲቲ ወይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ኣብ ኢጣልያ ዜልለ ክረዱት (*) (ኣብ መንግስታውን ይመንግስታውን ዩኒቨርሲቲን ኣብ ስስተም ናይ ካልኣይ ዯረጃ ትምህርቲ ከምቲ ኣብ ዓንቀጽ 2 ናይ ሕጊ ቁ. 508/1999 ሕጋዊ ወረቐት ምስክር (ሰርቲፊከይት) ፍቅድ) ኣካዯሚያዊ ትምህርቲ ንሓዯ ዓመት ብክለት ፈተና ይረጋገጽ 30 ኣካዯሚያዊ ትምህርቲ ንሓዯ ዓመት ሰለስተ ፈተና ይረጋገጽ 32 ኣካዯሚያዊ ትምህርቲ ንሓዯ ዓመት ኣርባዕተ ፈተና ይረጋገጽ 34 ኣካዯሚያዊ ትምህርቲ ንሓዯ ዓመት ሓሙሽተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ፈተና ይረጋገጽ 36 ዶክተረይት ኣናዯይ (ሰርች)ንሓዯ ዓመት ወይ ተማሳሰሊ ትምህርቲ 50 ጽቡቕ ውጺኢት ናይ ዓመታዊ ትምህርቲ ዜሓ (*)ኣብዙ ሎ ክረዱት ፍርቂ ይኾውን እንተ ኣብ መወዲእታ ናይቲ ኮርስ ንወጻእተኛ ከምቲ ኣብ ዜስዕብ ነጥቢ 6 ክረዱት ብዱፕሎም ካልኣይ ዯረጃ ብዱግሪ ወይ ብፉልይ ክእለት ወይ ተመሳሳሊ ክእለት እንተ ተፈሊጡሉ 6. ምስክር ወረቐት ትምህርቲ ኣብ ኢጣልያ ህጋዊ ዜኾነ ዜልለ ክረዱት (*) (ኣብ መወዲእታ ናይ ኮርስ ከምቲ ኣቐዱምና ዜረኣናዮ ድምጺ 3ን 4ን 5ን) ዱፕሎማ ናይ ሞያ 35 ዱፕሎማ ካልኣይ ዯረጃ ትምህርቲ 36 ዱፕሎማ ካልኣይ ዯረጃ ትምህርቲን ፍሉይ ክእለትን 37 ዱግሪ ወይ ተመሳሰሊ ኣካዯሚያዊ ትምህርቲ 46 ዱግሪ ኣብ መምህርና ወይ ተመሳሰሊ ኣካዯሚያዊ ትምህርቲ 48 ዱግሪ ኣብ ፍሉይ ክእለት 50 ዶክተረይት ኣናዯይ (ሰርች) ወይ ተመሳሰሊ ኣካዯሚያዊ ትምህርቲ 64
7. ስራሕ መምህርና ዜልለ ክረዱት (*) ኣብ መምህርና ቡቑዕ ንኽትከውን ብዓንቀጽ 49 ናይ D.P.R ቁ. 394/1999 50 (ሕግታት ንሲስተም ንትምህርቲ ዜምልከት ሕጊ ቁ. 53/2003) መምህርና ኣብ ኡኒቨሲቲን ኣብ ቤት ትምህርት ፍሉይ ሕግታት ዜሓዚን 54 ኣብ ላዕለዋይ ሲስተም ምምሃር (ኣብ መንግስታውን ይመንግስታውን ዩኒቨርሲቲን ኣብ ስስተም ናይ ካልኣይ ዯረጃ ትምህርቲ ከምቲ ኣብ ዓንቀጽ 2 ናይ ሕጊ ቁ. 508/1999 ሕጋዊ ወረቐት ምስክር (ሰርቲፊከይት) ፍቅድ ኣብ ኢጣልያ) 8. ኮርስ ናይ ምውህሃድ ቋንቋን ማሕበራዊን ዜልለ ክረዱት (*) (ኣብ ሓዱኤን ቤት ትምህርትታት ከምቲ ዓንቀጽ 12 ኮማ 2) ኮርስ ብውሕድ ን80 ሳዓት 4 ኮርስ ብውሕድ ን120 ሳዓት 5 ኮርስ ብውሕድ ን250 ሳዓትን 10 ፈተና ናይ ቋንቋ ጀርመንን ብ ዓንቀጽ 6 ኮማ 1-ቢስ ኮርስ ብውሕድ ን500 ሳዓት 20 ኮርስ ብውሕድ ን800 ሳዓት 30 (*) እዙ ክረዱ ኣብ ሞጎኦም ኮነ ምስ ናይ ቅድም 3,4,5,6,7 ኣይድመርን እዩ 9. ህዜባዊ ስልማትን ክብርን ዜልለ ክረዱት ስልማት ካብ ረፑብሊክ ጥልያን 6 ስልማት ካብ ካልእ መንግስታዊ ኣካል 2 10. ወናኒ ቁተባዊ ስራሕ ዜልለ ክረዱት መክሰብ ሎዎ ስራሕ ዜውንን 4 11. ምርጫ ናይ ሓዯ ሓኪም ዜልለ ክረዱት ምርጫ ናይ ሓዯ ሓኪም ኣብ Asl ዜተመዜገበ 4 12. ተሳታፍነት ማሕበራዊ ናብራ ዜልለ ክረዱት ኣብ ማሕበራት ወለንታዊ ስራሕ ካይድ ኣብ መንግስታዊ መዜገብ ዜተጻሕፋ ወይ ኣብ ማሕበራዊ ምምስራት ዜነትፋ 4
13. ማንበሪ ገዚ ዜልለ ክረዱት ገዚ ብስምካ ምክራይ ወይ ምግዚእ ወላ ተለቒሕካ ምስ ወረቃቅቲ ኣሰኒኻ 6 14. ኮርስ ኣብ ሃገርካ ዜልለ ክረዱት ሃናጺ ዜኾነ ተሳታፍነት ኣብ ልልይ 2 ናይ ኣቀዋውማ መዯባትን ሞያን ፍልይ ዜበለ መኽንያት ካብቲ ፍቓድ ናይ መእተዊኦም ሃናጺ ዜኾነ ተሳታፍነት ኣብ ልልይ 4 ናይ ኣቀዋውማ መዯባትን ኣብ ወጻኢ ሃገር ከምቲ ኣብ ዓንቀጽ 23 ተስቶ ኡኒኮ ዜሕብሮ (testo unico)
ሰለዲ ናይ ዜቁረጽ ክረዱት ብዓንቃጽ 4, ኮማ 2 1. ገበናት ዜልለ ክረዱት መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ዕዲ 2 ካብ 10 ሽሕ ኤውሮ ይውሕድ ክትከፍል መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ካብ ሰለስተ 3 ወርሒ ይውሕድ ምሓዜን(ብሕዙ) ገንብ ምክፋልን መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ካብ ሰለስተ 5 ወርሒ ንላዕሊ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ዕዲ 6 ካብ 10 ሽሕ ኤውሮ ይውሕድ ምክፍል መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ካብ ሰለስተ 8 ወርሒ ይበዜሕ ማእሰርትን ገንብ ምክፋልን መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ካብ ሰለስተ 10 ወርሒ ይበዜሕ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ካብ ሓዯ 15 ዓመት ይበዜሕ ማእሰርት መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ካብ ክልተ 20 ዓመት ይበዜሕ ማእሰርት መቕጻዕቲ ወላ ገና ይተወሰነ ካብ ሰለስተ 25 ዓመት ይበዜሕ ማእሰርት 2. ናይ ግሊ ስጉምቲ ውሕስነት ዜልለ ክረዱት ግዙያዊ ስጉምቲ ንውሕስነት እንተ 6 ተሓቲቱልካ ከም ኣብ ዓንቐጽ 206 c.p. ስጉምቲ ንግላዊ ውሕስነት ወላ ይተወሰነ 10 እንተ ተሓቲቱልካ 3. ይሕጋዊ ምምሕዲራን ግብርን ዜልለ ክረዱት ገንባዊ መቕጻዕቲ ካብ 10 ሽሕ 2 ይበዜሕ እንተ ተዋሒቡ ገንባዊ መቕጻዕቲ ካብ 30 ሽሕ 4 ይበዜሕ እንተ ተዋሒቡ ገንባዊ መቕጻዕቲ ካብ 60 ሽሕ 6 ይበዜሕ እንተ ተዋሒቡ
ገንባዊ መቕጻዕቲ ካብ 10 ሽሕ 8 ይበዜሕ እንተ ተዋሒቡ መጠንቀቕታ መካከር ኣብዙ ተጻሒፉ ሎ ብቡቕዕ ምምህዲር ዜተጻሕፈ እዩ ብዓንቃጽ 10 ኮማ 3 ናይ ቦኽሪ ሕጊ ብኣዋጅ ፕረሲዯንት ናይ ረፑብሊክ ኣብ ወግዓዊ ጋዚጣ ናይ ረፑብሊክ ጥልያን ተርጊሑ ብ D.P.R. 28 ታሕሳስ 1985, ቁ 1092 ተፈቒደ ንምምባብ ንክቐልል ንካልእ ግዛ ተሰጋጊሩ ኣሎ ኣድላይነትን ውጺኢትን ናይ ሓጋጊ ኣብ ቦቱ ኣሎ መካከር ነቲ ዜቐዯመ - ዓንቀጽ 87 ናይ ቑዋም ንፕረሲዯንት ናይ ረፑብሊክ ሕግን ኣዋጅን ከናውሕ ስልጣን ኣለዎ - ጹሑፍ ናይ ዓንቀጽ 17 ቾማ 1 ሕጊ ናይ 23 ነሓሰ 1988 ቁ. 400 (ስራሕ ናይ መንግስትን ስርዓት ናይ ቤት ምክሪ ሚኒስትሪን) ኣብ ወግዓዊ ጋጣ ዜተርጋሓ ብ 12 መስከረም 1988 ቁ. 214 - ዓንቀጽ 17(መምርሒ) - ኣዋጅ ፕረሲዯንት ናይ ረፑብሊክ, ቅድሙ ቤት ምክሪ ሚኒስትሪ ቤት ምክሪ ሃገር ምስተሓተተ ኣብ ውሽጢ ተስዓ ማልቲ ምስ መለሰ ምምርሕታት ከወጽ ይጅምር ሀ) ፈጻሚ ኣካል ናይ ሕግን ኣዋጅን መምርሕን ማሕበረ ሰብ ለ) ምምሕልላፍን ምዋህሃድን ናይ ሕጊን ኣዋጅ ሓጋጊን ብጀካ ናይተን ዝባ ፍሉይ ናጽነት ለወን ሐ) ኣብ ምምርሒ ዜጎዯለ ነገራትን ጥራሕ ናይ ሕጊ ነገር ኣይኹን መ) ኣወዲድባን ኣሰራርሓን ናይ መንግስታዊ ምምሕዲር ከምቲ ሕጊ ዜሕብሮ ሰ) >> - ኣብ ዓንቀጽ 4 ቢስ ናይ ኣዋጅ ሓጋጊ 25 ሓምለ 1998, ቁ. 286 (ቦኽሪ ጽሑፍ ናት ንስዯትን ኩነታት ናይ ወጻእተኛን ዜምልከት) ኣብ ወግዓዊ ጋጣ 18 ነሓሰ 1998 ብዓንቀጽ 1 ኮማ 25 ዜኣተወ ናይ ሕጊ 15 ሓምለ 2009 ቁ. 94 (መምሪሕታት ን ንሕዜባዊ ድሕነት ዜምልከት) ወግዓዊ ጋጣ ዜተርጋሓ 24 ሓምለ 2009 ቁ. 170 < ዓንቀጽ 4 ቢስ (ውዕል ምውህሃድ) 1. እዙ ቦኽሪ ጽሑፍ ምውህሃድ ከም ሓዯ መስርሒ ንዛጋታት ጥልያንን ወጻእተኛታትን ብሕጋዊ መንገዱ ኣብዚ ሃገር ዜነብሩ ባሓንሳብ ምንባር ንምጅማር ክብሪታት ኣብ ቑዋም መንግስቲ ጥልያን ዜሰፈሩ ኣኽቢርካ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ጻዕርን ተሳተፍነትን ኣብ ቁተባዊ ማሕበራዊን ሂወት ከካይደ 2. ኣብ ውሽጢ ሚኢትን ሰማንያን ማዓልቲ ካብ ኣዋጅ ዜወጻሉ በቲ መምሪሒ ናይ ዓንቀጽ 17 ኮማ 1 ናይ ሕጊ 23 ነሓሰ 1988 ቁ. 400 በቲ ፕረሲዯንት ቤት ምኽርን ሚስትሪን ሚኒስተር ናይ ውሽጢ ጉዲይን ምስ ሚኒስትሪ ትምህርቲን ዩኒቨርሲትን ሚኒስትርይ ዕዮ ናይ ጥዕናን ናይ ማሕበራዊ ሂወትን ወጻእተና መንበሪ ወረቀት ክሓትት ከሎ ነዙ ውዕል ምውህሃድ ይፍርም ብዓንቀጽ 5 ክረዱት እንዲ ኣዋህለለ ክሳብ መንበሪ ፍቃድ ዜወቕ ውዕል ምፍራም መንበሪ ፍቓድ የውህበካ ክረዱት እተ የዋህለልካ መንበሪ ፍቓድ ይስረዜን ካብዙ ሃገር ይጥረዜ ብኣማሃዲሪ ብዓንቀጽ 13 ኮማ4 ተኸቲሉ ብጀካ ወጻእተኛ መንበሪ ፍቓድ ዑቑባን ኤውሮጳዊ መንነት ዜሐዚ ቤተሰቡን መንበሪ ፍቓድ ምስ ስድራ ንምትእኽኻብ ለዎ 3. ክትግበር ብሕጋዊን ጋታት ሰራሕተኛ ይካየድ - ኣዋጅ ፕረሲዯንት ናይ ረፑብሊክ 31 ነሓሰ 1999 ቁ. 394 (መምርሒ ቦኽሪ ጽሑፍ ናይ ንስዯትን ኩነታት ናይ ወጻእተኛን ዜምልከት በቲ ዓንቀጽ 1 ኮማ 6 ናይ ኣዋጅ ሓጋጊ 25 ሓምለ 1998 ቁ. 286) ኣብ ወግዓዊ ጋጣ ዜተርገሐ ብ 3 ሕዲር 1999 ቁ. 258 ዓንቐጽ 8 ኣዋጅ ሕጂ 28 ነሐሰ 1997 ቁ. 281 (መብርህን መስፍህን ኣብ ቆዋሚ ጉባኤ ምስ መንግስትን ዝባን ምስ ነጻ ዜኾና ዝባታት ከም ትረንቲኖን ቦልዚኖን ብሓንሳብ ሓቢሮም